እንኳዕ ደሓን መፃኹም
ካብ መፈለምታ 2019 ጀሚሩ ኦቬራን ፕሮጀክት ምስ ስደት ዝተትሓሓዘ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት እናሓገዘን እናተባዐን ዓርሶም ብውልቃዊ ስርሖም ከማሓድሩ እናገበረ መፂኡ
ዓርሰኻ ምልዋጥ ኣካል ዓርሰ ምሕደራ እዩ። ዓርሰ ምሕዳራ ማለት ኣብ ማሕበራዊን ሕገ-መንግስታዊን ኣሰራርሓታት ጀርመን ዓርስኻ ክኢልካ ንቑሕ ተሳታፊ ምዃን ማለት እንትኾን ናብ ሰራሕ ዓለም ንምእታው ወሳኒን ተደላይን ብርኪ ምዃኑ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።
ዓርሶም ንምኽኣልን ንምምሕዳርን ፃዕሪ ንዝገብሩ ውልቀሳባት፣ ምንቅስቓሳትን ትካላትን ዕላማ ተኮር ስትራቴጂ ንኽህልዎም፣ ዓርሶም ክኢሎም ክሰርሑን ሓገዝን ግልጋሎት ምኽርን ንህብ። እዚ ከዓ ኣብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ኣትዮም ሞያዊ ኣበርክቶ ክህቡ ይሕግዞም።

News
[Translate to Tigrinya:] Der Schlepper Nr. 89 ist da!
Die aktuelle Ausgabe des Quartalsmagazins des Flüchtlingsrat Schleswig-Holstein e.V. ist nun verfügbar.

[Translate to Tigrinya:] Online-Austausch der Migrantenorganisationen in Schleswig-Holstein
Im Rahmen unseres Projektes "SOUVERÄN - migrantische Selbstorganisation zur beruflichen Integration" möchten wir uns mit Ihnen zur Situation der Migrantenorganisationen in Schleswig-Holstein austauschen und Vernetzungsmöglichkeiten mit anderen Migrantenorganisationen schaffen.
ግልጋሎታትና ናይ ስደት ድሕረ ባይታ ንዘለዎም ኩሎም መሰረት ዝገበረ እዩ። ግልጋሎትና መንበሪኦም ኣብ ድላዩ ይኹን ናብ ዕድል ስራሕ ዝረኸቡ ሰባት፣ ናብ ስራሕ እናተቓረባ ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ፣ ሓደሽትን ኣብ ምጥያሽን ዝርከባ ትካላት ስደተኛታት፣ ማሕበራት ስደተኛታት፣ ከምኡ እውን ሰባትን ጉጅለታትን ነበርቲ ሽሌስቪህ - ሆልስቴንን የጠቓልል። ኣብ ውልቀ ሰባት ድሌት መሰረት ዝገበረ ብዙሕ ዓይነት ግልጋሎት እውን ንህብ። ሽቶ ዓርሰ -ምሕደራን ተሳትፎ ዕድል ስራሕ ንምውሓስን ኣብ ዝግበር ተበግሶ ንሰደተኛታት ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ነማኽርን ንሕግዝን። ንዕድል ትምህርቲ፣ ፕሮጀክትን ማሕበራትን ሓገዝ ዝውዕል ፋይናንሳዊ ዕድላት ነተዓራሪ።
