ብዛዕባና

ፕሮጀክት ሶቨራን - "SOUVERÄN – migrantischeSelbstorganisationzurberuflichen Integration" (ዓርሰ -ምሕደራ ስደተኛታት ንተሳትፎ ስራሕ) ብካውንስል ስደተኛታት ሽሌስቪህ - ሆልስቴን ሓገዝ ገንዘብ ዝንቀሳቐስ እዩ። እቲ ፕሮጀክት ስደት ድሕረ ባይታ ንዘለዎም ብፍላይ ከዓ ኣብ ገጠር ሽሌስቪህ - ሆልስቴን ንዝነብሩ ሰባት ሓገዝ ዝህብ እዩ። ስደት ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት በዚ ፕሮጀክት ዝተፈላለዩ ሓገዛት ዝረኽቡ እንትኾን ብፍላይ ኣብ ስራሕ ተሳተፍቲ ንክኾኑ ንዝሕንፅፁዎም ስትራቴጂታት ግልጋሎት ምኽሪ፣ ስልጠናን መዕበዪ ዓቕምን ይህብ። ካብዚ ብተወሳኺ ሞያው ተሳትፎ ንክህሉ ኣቓልቦ ሂቡ ዝሰርሕ ፕሮጀክት ውን እዩ።

ንጡፋት ተሳፍቲ ኣባላት ማሕበረሰብ ስደተኛታት ብሓገዝ ፕሮጀክት ሶቫራን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓርሰ -ምህደራ ዘሳልጡ ብዙሓት ትካላት ከጣይሹ ክኢሎም እዮም።

ጥምረት ሽሌስቪህ - ሆልስቴን "Integration durchQualifizierung (IQ)" (ጥምረት ብውፅኢት) ንኹሉ ዘሳትፍ ኣብ መላእ ዓለም ምስ ዝርከባ ዝተፈላለያ ትላላትን ፕሮጀክትታትን ብምስራሕ ንስደተኛ ድሕረ ባይታ ሰባት ናብ ስራሕ ዓለም ክፅንበሩ ዝሕግዝ ፕሮጀክት እዩ። መሰረታዊ መበገሲ እዚ ጥምረት ሰባት ብፅሬት ክሰርሑን ዓቕሞም ከዕብዩን ከምዘለዎም ክርድኡ ምኽራዊ ሓገዝ ምሃብ እዩ። እቲ ጥምረት ብካውንስል ሰደተኛታት ሽሌስቪህ - ሆልስቴን ገንዘባዊ ሓገዝ ዝንቀሳቐስ እዩ። (www.frsh.de)

ንተወሳኺ ሓበሬታ እዚ ረኣዩ፡ www.iq-netzwerk-sh.de

ዋና መተሓባበሪ እቲ ጥምረት ፋርዛነህ ቫጂ-ቮብ፥ ኢ-ሜይል: fvv@~@frsh.de ስልኪ: 0431556-856-47

 

ኣማሓዳሪ ፕሮጀክት SOUVERÄN:

ሉድሚላ ባባያን

ስልኪ.: 0431 556 853 67

souveraen@~@frsh.de

ተወሰኸቲ ኣናእሽቱ ፕሮጀልትታ ጥምረት ብውፅኢት ( IQ)፡

 

HSP 3: ተሳትፎ (Teilhabe)

 

HSP 4: ጥምረት ሰብሞያ
ጥምረት ክልላዊ ስፔሻሊት ሽሌስቪህ - ሆልስቴን

ጉጅለ ሶቨራን


ሉድሚላ ባባያን  
ኣማሓዳሪ ፕሮጀክት

ስልኪ.: 0431 556 853 67

souveraen@~@frsh.de


Danica Fröhlich

ሓጋዚት ፕሮጀክት ሃውስ ቻይልድ

 


Mahmoud Abu Lahem


ፕሮሞተር SOUVERÄN

ካውንስል ስደተኛታት ሽሌስቪህ - ሆልስቴን

ካውንስል ስደተኛታት ሽሌስቪህ - ሆልስቴን ስፖንሰር ፕሮጀክት ሶቨራን እዩ። ካብ 1991 ጀሚሩ ድማ ትምህርትን ግልጋሎት ምኽርን ክህብ ፀኒሑ እዩ። ፖሊሲ ስደተኛታት፣ ስራሕቲ ርክብ ህዝቢ፣ ጥምረታት እንትፍጠሩ ምትሕብባርን ካልኦትን ስራሕቲ እውን ይፍፅም። ሜህር ላን ሲች ከም ኣብነት ምውሳድ ይከኣል።

ካውንስል ስደተኛታት ሽሌስቪህ - ሆልስቴን (Flüchtlingsrat Schleswig-Holstein e. V.)

ሶፊንብላት 82-86

24114 ኬለ

www.frsh.de

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ረኣዩ፡